top
logo

ሕትመታት

ዜና ፎቶ
ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 2009 በጀት ዓመት ዕዙዝ ግደ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መተባብዒ ሽልማት ሂቡ

ሰራሕተኛታት በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ 7 ዓመት ዝኽሪ መስዋእቲ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ምኽንያት ብምግባር ብዘተ ፓነል ኣኽቢሮም።

ኣብቲ 7 ዓመት ዝኽሪ መስዋእቲ ስሙይ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ዝተረኸባ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ወ/ሮ ኣሰፉ ሊላይ ኣርሐቁ ኣማትን በዓል ራእይን ተጋዳላይ መለስ ፖሊሲ ሓምለዋይ ልምዓት ሓንፂፁ ብተግባር ዘዐወተን ኣብ ምምሕያሽ ቁጠባ ሃገርና ዑዙዝ ግደ ዝነበሮን በሊሕ መራሒ ምንባሩ ኣገንዚበን።

ኣብቲ ዘተ ፓነል መለስ ኣብ ምርግጋፅ ልምዓታውን ዲሞክራስያውን መስመር ዝነበሮ በሊሕ ኣእምሮን መስተውዓላይነትን ቁጠባዊ ሃገርና ኣብ ምምዕባል ዕዙዝ ግደ ከም ዝነበሮ ተሓቢሩ እዩ። ተጋዳላይ መለስ ኣብ ምጉልባት ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ፣ ምርግጋፅ ፍትሕን ሰናይ ምምሕዳርን ዘይትካእ ግደ ኣበርኪቱ ተሰዊኡ እዩ።

ተሳተፍቲ እቲ ፓነል ብወገኖም ተጋዳላይ መለስ ልምዓታውን ዲሞክራስውያን መስመር ዝሓንፀፀን ዘተግበረን ብውሑድ ስራሕ ዘይዓግብን ንረብሓን ድሕንነትን ህዝብታት ሃገርና ክብል ክሳብ ዕለተ መስዋእቱ ብዘይ ዕረፍቲ ዝሰርሐን ጅግና መራሒ ምንባሩ ብምሕባር ንቐፃሊ እውን ለጋሲታት መለስ ንምዕዋት ኣበርቲዖም ከም ዝቓለሱን ሰራሕተኛታት በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ቃል ኣትዮም።

                                                              ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ርክብ ህዝቢ

                                                      በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡

January 2020
1234
567891011
12131415161718
19202122232425
262728293031

በዝሒ ጎብነይቲ

092982
ሎምዓንቲሎምዓንቲ15
ትማሊትማሊ93
ኣብዚ  ሰሙንኣብዚ ሰሙን231
ኣብዚ ወርሒኣብዚ ወርሒ3103
ጠቕላላ ክሳብ ሐዚጠቕላላ ክሳብ ሐዚ92982

We have 11 guests and no members online

bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved