top
logo

ሕትመታት

ዜና ፎቶ
ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 2009 በጀት ዓመት ዕዙዝ ግደ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መተባብዒ ሽልማት ሂቡ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ንመሓውር ክኢላታት ኣብ ኣጠቃቅማ ስርዓት ግብሪ ኣመልኪቱ ሞያዊ ስልጠና ሂቡ!!

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ኣብ ወርሒ መስከረም 2012 ዓ/ም ኣብ ኣጠቓቕማ ዝተዋደደን ዝተወሃሃደን መንግስታዊ ምሕደራ ስርዓት ግብሪ (Standard Integrated Government Tax Administration System–SIGTAS) ኣመልኪቱ ንመሓዉር ብተግባር ዝተደገፈ ኪኢላታት ሞያዊ ስልጠና ሂቡ።

ኣብቲ ስልጠና ኣብ እንታይነት ሲግታሰ ፣ ኣጠቓቕማን ከይዲ ኣሰራርሓን ሲግታስ እንታይ ከም ዝመስል ብጉጅለን ብኮምፒተርን ዝተደገፈ ተግባር ተኮር ዝኾነ ስልጠና ክወሃብ ኪኢሉ እዩ። ብፍላይ ምሕደራ ስርዓት ግብሪ ንምዝማንን ዝተፈላለዩ ተግባራት ምጭብርባርን ምስዋርን ግብሪ ብኸመይ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ከም ዝከኣልን ኣብ ኣፈፃፅማ ተግባራት ሓጋዚ ዝኾነ ሙያዊ ስልጠና ተዋሂቡ እዩ።

         ሃይላይ ገ/ገርግስ

                                                                                     ክኢላ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡

November 2019
12
3456789
10111213141516
17181920212223
24252627282930

በዝሒ ጎብነይቲ

084561
ሎምዓንቲሎምዓንቲ90
ትማሊትማሊ134
ኣብዚ  ሰሙንኣብዚ ሰሙን614
ኣብዚ ወርሒኣብዚ ወርሒ1696
ጠቕላላ ክሳብ ሐዚጠቕላላ ክሳብ ሐዚ84561

We have 27 guests and no members online

bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved