top
logo

ሕትመታት

ዜና ፎቶ
ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 2009 በጀት ዓመት ዕዙዝ ግደ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መተባብዒ ሽልማት ሂቡ
ዜና ፎቶ
ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 2009 በጀት ዓመት ዕዙዝ ግደ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መተባብዒ ሽልማት ሂቡ
ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 2009 በጀት ዓመት ዕዙዝ ግደ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መተባብዒ ሽልማት ሂቡ
ዜና ፎቶ
ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 2009 በጀት ዓመት ዕዙዝ ግደ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መተባብዒ ሽልማት ሂቡ
ዜና ፎቶ
ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 2009 በጀት ዓመት ዕዙዝ ግደ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መተባብዒ ሽልማት ሂቡ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ምስ ኣመራርሓ ከተማ መቀለን ክፍለ ከተማታትን ሓበራዊ ምኽክር መድረኽ ኣሳፍሊጡ

ከተማ መቐለ ማእኸል ስሕበት ግልጋሎት ንግዲ ብምዃና ሕጋውን ፍትሓውን ስርዓት ንግድን እቶትን ንምስፋን ዝዓለመ ምኽክር መድረኽ ምስ ኣመራርሓ ከተማ መቀለን ክፍለ ከተማታን ከም ዝተኻየደ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ወ/ሮ ኣሰፉ ሊላይ ኣገንዚበን።

ሐዚ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርና ጥንኩር መሪሕነት ዝጠልብ ብምዃኑ ምስ ሓገዝትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ መደባት ልምዓት እቶት ተዋዲድካ ንምስራሕ ዝሕግዙ ኣብ ሰራሕቲ ህንፀት ልምዓታዊ ሰራዊት ልምዓት እቶት፣ ህልው ኩነታት ስርዓት ልዕልነት ሕጊ እቶትን ንግድን መሰረት ብምግባር ዝተኻየደ ዳህሳስን ፅንዓትን ዝቀረበ ኾይኑ ቅብሊት ዝሓትትን ዝህብን ሕብረተሰብን ማሕበረሰብ ንግድን ዘይተፈጠረ ብምዃኑ ተሓጋጊዝካ ምስራሕ ከም ዘድሊ ኣብቲ ምድላው መድረኽ ተሓቢሩ እዩ።

ካብቶም ፅንዓት ዝተኻየደሎም 621 ከፈልቲ ግብሪ እቶም 500 ከፈልቲ ግብሪ ንተገልገልቲ ዓማዊል ናይ ዝተጠቐመሉ ግልጋሎት ቅብሊት ከም ዘይህቡ ብፅንዓት ዝተፈለዩ እንትኾኑ ግድድ ኢሎም ልዕልነት ሕጊ ግብሪ ዝጠሓሱ 47 ከፈልቲ ግብሪ ነንሕድሕዶም 50,000 ብር ምምሕዳራዊ መቕፃዕቲ እንትቕፅዑ ካብዚ ግድድ ዝበሉ ድማ ብገበን እውን ክሕተቱ ይግበር ከም ዘሎ ኣብቲ መድረኽ ቀሪቡ እዩ።እዞም ሐዚ ብተግባር ኣብ ክፍለ ከተማታት መቐለ ዝተርኣዩ ክፍተታት ዝተፈትሑ ኣመራርሓ ክፍለ ከተማታት ምስ ኣመራርሓን ክኢላታትን እቶትን ንግድን ተዋዲዶም ምኽፋል ፍትሓውን ተመጣጣንን ግብሪ መግለፂ ስልጡን ማሕበረሰብ ምዃኑ ፈሊጥና ኣብ ስርዓት ኣተኣኻኽባ ግብሪ ዝርኣዩ ክፍተታት ብኩለመዳይ ስራሕቲ ህንፀት ብምጥንኻር ዘመናውን ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ዘመናዊ ስርዓት ምሕደራ ግብሪ ብምህናፅ ስሉጥን ፅፉፍን ግልጋሎት ምሃብ ወሳኒ እዩ ክብላ ወ/ሮ ኣሰፉ ሊላይ ገሊፀን።ብቐፃልነት ድማ ፋይናንሳያዊ ዓቕሚ ክልልና ንምጉልባትን እቲ ቁጠባዊ ምዕባለ ዘፈልፍሎ እቶት ንምእካብ ንከፈልቲ ግብሪ ብርኪ ሀን ለን በቢዘርፎም ብምውዳብ ደገፍን ክትትልን ምግባር ወሳንን ኣድላይን ምዃኑ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ወ/ሮ ኣሰፉ ሊላይ ብተወሳኺ ኣተሓሳሲበን።                                       

                                                                          ይደጋፊ ከይዲ ስራሕ ርክብህዝቢ

                                                       በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ

 

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡

February 2020
1
2345678
9101112131415
16171819202122
23242526272829

በዝሒ ጎብነይቲ

095824
ሎምዓንቲሎምዓንቲ26
ትማሊትማሊ124
ኣብዚ  ሰሙንኣብዚ ሰሙን812
ኣብዚ ወርሒኣብዚ ወርሒ1987
ጠቕላላ ክሳብ ሐዚጠቕላላ ክሳብ ሐዚ95824

We have 31 guests and no members online


bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved