top
logo

ሕትመታት

ዜና ፎቶ
ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 2009 በጀት ዓመት ዕዙዝ ግደ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መተባብዒ ሽልማት ሂቡ

ብዛዕባ በዓልመዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ

ብመሰረት ኣብ ሃገርና ዘሎ ፌደራላዊ ቅርፂ መንግስቲ ብፌደራል ሕገ መንግስቲ ነዚ ክልል ተፈልዮም ዝተውሃቡ ፍልፍላት እቶት መንግስታዊ ልምዓታዊ ብዝኾነ መንገዲ ኣጠናኺርካ ምምራሕ ኣድላይ ብምዃኑ፣ ልምዓታዊ ስርዓት ምምሕዳር ግብሪ ኣብዚ ክልል ተግባራዊ ንምግባር ዝተማልአ ኣወዳድባ ምፍጣር፣ስነ ምግባሩ ዝሓለወን ብቕዓት ዘለዎን ሓይሊ ሰብ ምምላእ፣ ዘመናዊ ስርዓት መረዳእታ ምህናዕ፣ ከምኡ’ውን ቅልጡፍን ውፅኢታውን ግልጋሎት ንምሃብ ዘኽእል ዓርሱ ዝኸኣለ ድልዱል ቤት ዕዮ መንግስቲ ኣድላይ ምዃኑ ብምእማን ኣብ ክልልና ኣብዚ ሐዚ እዋን ካብ ሕዳር 2002 ዓ/ም ጀሚሩ ኤጀንሲ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ እንዳተብሃለ ዝፅዋዕ ዝነበረ ከም ብሓድሽ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ተባሂሉ ዓርሱ ክኢሉ ስራሕቱ ውፅኢታዊ ብዝኾነ መንገዲ ንምፍፃም ዘኽእሎ ኣወዳድባ ተቐሪፁሉ ካብ ወርሒ ሓምለ 2003 ዓ/ም ብመሰረት ኣዋጅ ቁፅሪ 210/2003 ዓ/ም ዝተጣየሸ እንትኸውን፣ ደንቢ ሰራሕተኛታቱ (ደንቢ ቁፅሪ 68/2003) ብቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ክልል ትግራይ ፀዲቑሉ ብሕጊ ዝተውሃብዎ ስልጣንን ተግባራትን ንምፍፃም ዘኽእሎ ሓይሊ ሰብ ብምምዳብ ምምሕያሽ ምምሕዳር ስርዓት ግብሪ ተግባራዊ ንምግባር ብዝሐሸ ደረጃ ኣብ ምንቅስቃስ ይርከብ፡፡

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ ርእሰ ከተማ ክልል ትግራይ ዝኾነት ከተማ መለ ጥቃ  ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ይርከብ፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ በዞም ዝስዕቡ ቁፅርታት ስልኪ ምርካብ ይከኣል፡፡

ስ.ቁ :0344405778

ፋክስ: 0344419836

ፖሳቁ: 1391

መቐለ - ትግራይ - ኢትዮጵያ

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡

November 2017
1234
567891011
12131415161718
19202122232425
2627282930

በዝሒ ጎብነይቲ

043839
ሎምዓንቲሎምዓንቲ45
ትማሊትማሊ50
ኣብዚ  ሰሙንኣብዚ ሰሙን247
ኣብዚ ወርሒኣብዚ ወርሒ1198
ጠቕላላ ክሳብ ሐዚጠቕላላ ክሳብ ሐዚ43839

We have 43 guests and no members online

bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved