top
logo

ሕትመታት

Written on 20/07/2017, 13:34 by admin
2017-07-20-13-34-05ምኽፋል ግብሪ ብርኪ ሐ ነጋዶን ክራይ ኣካራይን ክፍለ ከተማታት መቐለ ብድምቀት ተጀሚሩ ምኽፋል ግብሪ ብርኪ ሐ ነጋዶን ክራይ ኣካራይን በጀት ዓመት 2009 ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት መቐለ በቲ ዝተተለመሉ ዕለት ሓምለ ሓደ ብድምቀት...
Written on 20/07/2017, 13:02 by admin
2017-07-20-13-02-42ሰራሕተኛታት ክልል ስታፍ ሊግ መናእሰይ ህወሓት ኣብ ዓብይ ግድብህዳሰ ኢ/ያ ዑደት ኣካይዶም። -      መጋቢት 24/2003 ዓ/ም እምነ ኩርናዕ ብክቡር ቀዳማይ ሚንስተር ሃገርና መለስ ዜናዊ ድሕሪ...
Written on 27/05/2017, 10:16 by admin
2017-05-27-10-16-18በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ ግብሪ ሰሙን ኣመልኪቱ መድረኽ ዘተ ኣካይዱ፡፡ እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣከባብራ ግብሪ ሰሙንን ኣፈፃፅማ ቅብሊትን ኣመልኪቱ ”ኣብ ምሕደራ ግብሪ ዝረኣዩ ዘይሕጋዊ ተግባራት ብሓባር ንከላኸል” ብዝብል...
Written on 27/05/2017, 09:44 by admin
2017-05-27-09-44-12ኣብ ቅብሊት ዘይምቑራፅ ዝረኣዩ ኣተሓሳስባን ተግባራትን ኣካብነት ክራይ ንምውጋድ ኣበርቲዖም ከም ዝሰርሑ ኣመራርሓን ነጋዶን ክፍለ ከተማ ዓይደር ገሊፆም ነዚ ዝተገለፀ ቅንያት ግብሪ 2009 በጀት ዓመት ምኽንያት ብምግባር ምስ ኣመራርሓ ሓገዝትን...
Written on 27/05/2017, 09:24 by admin
2017-05-27-09-24-07ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ግብሪ ሰሙን መሰረት ብምግባር መድረኽ ዘተ ኣካይዱ። ግብሪ ሰሙን 2009 በጀት ዓመት ኣብ ክልልና “ኣብ ምሕደራ ግብሪ ዝረኣዩ ዘይሕጋዊ ተግባራት ብሓባር ንከላኸል” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ...

ሰራሕተኛታት ክልል ስታፍ ሊግ መናእሰይ ህወሓት ኣብ ዓብይ ግድብህዳሰ ኢ/ያ ዑደት ኣካይዶም

  • -      መጋቢት 24/2003 ዓ/ም እምነ ኩርናዕ ብክቡር ቀዳማይ ሚንስተር ሃገርና መለስ ዜናዊ ድሕሪ ምንባሮም ህንፀቱ ብዕሊ ናብ ስራሕ ተኣቱ እዩ
  • -      ናይቲ ግድብ ህንፃ ቁመት ንላዕሊ 145 ሜትሮ
  • -      ናይቲ ግድብ ንውሓት ንጎኒ 1.8 ኪሎ ሜትሮ
  • -      ቁመት ናይቲ ባሕሪ 245 ኪሎ ሜትሮ
  • -      እቲግድብ 74 ቢሊዮን ኩዩቢክሜትርማይናይምሓዝዓቕሚኣለዎ
  • -      ስራሕተኛታት ኢቶያውያን 10.672 ሰባት
  • -      ወፃኢ ዜጋ ስራሕተኛታት 317 ሰባት
  • -      ልዕሊ 6 ሽሕ ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌትርክ ከፍልፍል እዩ
  • -      ኣቲ ግድብ ምስ ተዛዘመ ኣብ ዓመት 2 ቢሊዮን ዶላር ኣታዊ የርክብ
  • -      ኤሌክትሮመካኒካዊስራሕቱ ብኢፈድሪ ብ/ኢ/ኮርፕሬሽን ይሳለጥ ኣሎ
  • -      ጠቅላላ ስራሕቲ ዓብይ ግድብህዳሰ ኢ/ያ ክሳብ 23 /2009ዓ/ም 58% በፂሑ
  • ህንፆቱ ብውዕይ መንፈስ ኣብ ምቅፃል ይርከብ ኣሎ


 

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡


bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved