top
logo

ሕትመታት

Written on 06/12/2017, 15:02 by admin
2017-12-06-15-02-45ክለባት ግብሪ ንልምዓት ኣብያተ ትምህርቲ ተጠናኪረን ክከዳ ከም ዘለወን ቢሮ ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ቢሮ ት/ቲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ትግበራን ስርዓት ትምህርቲ ብዝተፀሓፈ ደብዳቤ መሰረት ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ክለብ ግብሪ ንልምዓት...
Written on 01/12/2017, 08:46 by admin
2017-12-01-08-46-59በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ ቅድመ ክፍሊት ግብርን ተወሳኺ እሴት ታክስን ኣመልኪቱ ንሓለፍትን ክኢላታት ፋይናንስን ኣብያተ ዕዮ ክልል ስልጠና ሂቡ። በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ ቅድመ ክፍሊት ግብርን ተወሳኺ እሴት...
Written on 01/12/2017, 08:05 by admin
2017-12-01-08-05-17በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ ስርዓት ፊደራሊዝም ኣመልኪቱ ንደቂ ኣነስትዮ ስልጠና ሂቡ፡፡   በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ ክልልን ወረዳታትን ዝሰርሓ ደቂ ኣነስትዮ ተወከልቲ ስርዓተ...
Written on 10/11/2017, 08:11 by admin
2017-11-10-08-11-34በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ሞያዊ ዓቕሚ ክኢላታት ንምዕባይ ዝሕግዝ ስልጠና ከም ዝሃበ ኣፍሊጡ፡፡   በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ንመሓውር ሰራሕተኛታቱ ወረዳታትን ከተማታትን ብኣውራ ከይዲ ስራሕ ምክባር ሕጊ...
Written on 21/10/2017, 07:52 by admin
2017-10-21-07-52-55በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ዘመናዊ ህንፀት ስርዓት መረዳእታ ንምጥንኻር ንክኢላታት ሙያዊ ዓቕሚ መዕበይ ስልጠና ሂቡ። በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ንክኢላታት መሓውር ወረዳታትን ከተማታትን ኬዝቲም ማዕኸን መረዳእታን...

ክለባት ግብሪ ንልምዓት ኣብያተ ትምህርቲ ተጠናኪረን ክከዳ ከም ዘለወን ቢሮ ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡

ቢሮ ት/ቲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ትግበራን ስርዓት ትምህርቲ ብዝተፀሓፈ ደብዳቤ መሰረት ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ክለብ ግብሪ ንልምዓት ኣብ ትሕቲ ስነ-ዜጋን ስነ- ምግባርን ኣጠናኪረን ንክሰርሓ ክምዘለወን ካብ ጥቅምቲ 22/2010 ዓ/ም ጀሚረን ንክንቀሳቐሳ ብደብዳቤ ኣፍለጡ፡፡


 

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ወናኒ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ትምህርትን ስልጠናን ኣይተ በላይ ገ/ወልድ ከም ዝገለፅዎ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ምስ ቤሮ ት/ቲ ብዝገበሮ ምርድዳእ ተማሃሮ ኣብ ዕብየት ፍቅሪ ሃገር ዓብይ እጃም ኣሎዎም፡፡ ተማሃሮ ንባዕሎም እናተሃነፁ ወለዶምን ከባቢኦም ረብሓ ግብሪ ኣናምሀሩ ልምዓት ሃጎሮም ዘዕብይሉ ክለብ ግብሪ ንልምዓት ተጠናኪሩ ክቕፅል ከም ዘሎዎ ድሕሪ ምግላፆም ኣይተ በላይ ገ/ወልድ ኣብ ስራሕ ንዘይፀነሓ ክለባት ድሕሪ እዚ ደብዳቤ ምስዳዱ ቤሮ ት/ቲ ሙሉእ ንሙሉእ ናብ ስራሕ ክኣቱ ከም ዘለዎም ኣተሓሳሲቦም፡፡

 

 

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡


bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved