top
logo

ሕትመታት

Written on 14/03/2019, 08:47 by admin
2019-03-14-08-47-17በዓል መዚ ል/እቶት ክ/ትግራይ ኣብ ህንፀት ዘመናዊ ስርዓት መረዳእታ ግብሪ ኣመልኪቱ ገምጋማዊ ስልጠና ሂቡ። በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ ህንፀት ዘመናዊ ስርዓት መረዳእታ ግብሪ ኣመልኪቱ ንመሓውር ኣብያተ ፅሕፈት ልምዓት እቶት...
Written on 04/03/2019, 06:19 by admin
2019-03-04-06-19-17  በዓል መዚ ልምዓት እቶት ገምጋማዊ ስልጠና ኣካይዱ!! በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት 2011 ዓ/ም ኣመልኪቱ ገምጋማዊ ስልጠና...
Written on 04/03/2019, 05:36 by admin
2019-03-04-05-36-49ረቂቕ መምርሒ ቅብሊት ርኢቶ ክወሃበሉ ተገይሩ!!     በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ሓለፍትን መተሓባበርትን ኣብያተ ፅሕፈት ልምዓት እቶት ወረዳታትን ከተማታትን ኣብ ዝተረኸብሉ መድረኽ ክዛተይሉን ርኢቶ ክህብሉን...
Written on 04/03/2019, 06:00 by admin
2019-03-04-06-00-31ሪፎርምታት ግብሪ መሰረት ገይሩ ግንዛበ መዕበይ መድረኽ ተኻይዱ!!   በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ ሪፎርምታት ግብሪ መሰረት ገይሩ ንሰብ ሞያ ሚድያታትን ኪኢላ ፕረስ ወረዳታትን ከተማታትን ክልልና ሓፈሻዊ መዕበይ ግንዛበ...
Written on 23/11/2018, 10:17 by admin
14-03-2011  በዓልመዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ መድረኽ ገምጋማዊ ስልጠናን ቀፀልቲ ኣንፈታት 2011 በጀት ዓመትን ኣካይዱ።   በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ውሳነታት ጉባኤ ህወሓት ብምትግባር እቶትና ነደንፍዕ ብዝብል...

ረቂቕ መምርሒ ቅብሊት ርኢቶ ክወሃበሉ ተገይሩ!!

 

 

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ሓለፍትን መተሓባበርትን ኣብያተ ፅሕፈት ልምዓት እቶት ወረዳታትን ከተማታትን ኣብ ዝተረኸብሉ መድረኽ ክዛተይሉን ርኢቶ ክህብሉን ገይሩ!!

 

 

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡


bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved