top
logo

ሕትመታት

Written on 13/10/2019, 09:59 by admin
2019-10-13-09-59-11በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ ስርዓት ምምሕደራ ግብሪ ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅ ኣበርቲዑ ይሰርሕከም ዘሎ ኣፍሊጡ።   በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ ስርዓት ምሕደራ ግብሪ ልዕልነት ሕጊ ብምርግጋፅ ስርዓት...
Written on 13/10/2019, 09:39 by admin
2019-10-13-09-39-50በዓል መዚ ልምዓት እቶት ንመሓውር ክኢላታት ኣብ ኣጠቃቅማ ስርዓት ግብሪ ኣመልኪቱ ሞያዊ ስልጠና ሂቡ!!     በዓል መዚ ልምዓት እቶት ኣብ ወርሒ መስከረም 2012 ዓ/ም ኣብ ኣጠቓቕማ ዝተዋደደን ዝተወሃሃደን መንግስታዊ...
Written on 26/09/2019, 05:03 by admin
2019-09-26-05-03-59በዓል መዚ ልምዓት እቶት ምስ ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ኣተኣኻኽባ እቶት ሮያሊቲ ኣመልኪቶም ብሓባር ገምጋማዊ ስልጠና ኣካይዶም!!   ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ...
Written on 25/09/2019, 08:40 by admin
2011በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 2011 በጀት ዓመት ኣመልኪቱ ምስ ኣመራርሓ መሓውር ዞባታት ፣ ወረዳታትን ከተማታትን ገምጋማዊ ስልጠና ኣካይዱ!!    ኣብቲ መድረኽ ገምጋማዊ ስልጠና ዝተረኸባ ዋና...
Written on 31/08/2019, 09:40 by admin
7ሰራሕተኛታት በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ 7ይ ዓመት ዝኽሪ መስዋእቲ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ምኽንያት ብምግባር ብዘተ ፓነል ኣኽቢሮም። ኣብቲ 7ይ ዓመት ዝኽሪ መስዋእቲ ስሙይ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ዝተረኸባ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ...

ስርዓት ምሕደራ ግብሪ ፍትሓውን ዘመናውን ክኸውን ከም ዘለዎ ተሓቢሩ!!

 

 ብምትሕብባር በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይን ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዲስትርን ኣብ ዝተኻየደ መድረኸ ምኽክር ዋዕላ ስርዓት ምሕደራ ግብሪ ፍትሓውን ዘመናውን ክኸውን ከም ዘለዎ መዓርግ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትርን ደ/ር ኣብርሃም ተኸስተ አገንዚቦም።

 

 

ትግራይ ማእኸል ንግድን ኢንቨስትመንትን ንኽትኸውን ኣብ ምሕደራ እቶትን ንግድን ዝርኣዩ ዘይሕጋዊ ተግባራት ብምዃናን ቁጠባዊ ዓቕሚ ትግራይ ንምዕባይ ሕጋዊ ስርዓት ንግዲ ተኸቲልካ ምስራሕ ውሳኒ ከም ዝኾነ ደ/ር ኣብርሃም ገሊፆም።

ብፍላይ ንተገልገልቲ ዓማዊል ቅብሊት ዘይህቡ ከፈልቲ ግብሪ ሕጋዊ ስርዓት ንግዲ ተኸቲሎም ንዓማዊል ቅብሊት ብምሃብ ምዕባልትን ብልፅግትን ትግራይ ንምፍጣር ነጋዶ ዜግነታዊ ሓላፍነት ተሰሚዑዎም ንኽሰርሑ ኣብቲ መድረኽ ተሓቢሩ’ዩ።

 

 

                                                                                                 በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ

 

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡


bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved