top
logo

ሕትመታት

ዜና ፎቶ
ቅብሊት ዝህብን ዝሓትትን ሕ/ሰብ ብምፍጣር ልዕልነት ሕጊ ነረጋግፅ!!!
ዜና ፎቶ
ምንቅናቅ ቅንያት ግብሪ 2012
ዜና ፎቶ
ምንቅናቅ ቅንያት ግብሪ 2012
ዜና ፎቶ
ምንቅናቅ ቅንያት ግብሪ 2012
ዜና ፎቶ
ምንቅናቅ ቅንያት ግብሪ 2012

መናኣሰይ ዞባ ክልል ስታፍ ኣብ መቐለ መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ፓነል ዘተ ኣኽቢሮም።

 

ኣብቲ መድረኽ ዕዱም ጋሻ ኮይኖም ቀሪቦም ተሞክሮ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዘካፈሉ ተጋዳላይ ዘርኣይ ኣስገዶም ሎሚ እነኽብሮ ዘለና መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት ልደት ህወሓት ፍሉይ ዝገብሮ ነቲ ከቢድ መስዋእትን መቑሰልትን ዝተኸፈሎ ብሕገ መንግስታወን ፊደራላውን ስርዓት እናተመረሐ ኣብ ሰላምን ዲሞክራስን ዝለዓለ ዓወት ዘምዝገበ ኢህወደግ ካብ ውሽጡ ብዝወፁ ፅግዕተኛ ጉጅለ ኣብ ዝፈረሰሉ እዋን ምኻኑ እዩ። ስለዚ ነዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ውድብ ህወሓትን ኣጋጢሙና ዘሎ ፀረ ልምዓትን ህዝብን ዝኾነ ሓደጋ ኩሉ መንእሰይ ሓድነቱ ኣጠናኺሩ፣ ናይ ዕላማ ፅንዓትን ህዝባዊ ኣተሓሳስባን ወኒኑ ክምክትን ከም ዘለዎ ተሞክሮ ኣመሓላሊፎም፡፡

ብተወሳኺ ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም መልአኽቲ ዘቕረቡ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ሕወሓት ዶክተር ኢንጅነር ሰሎሞን ኪዳነ እቲ መንእሰይ ወለዶ 11 ለካቲት እንተኽብር ንፋሽሽታውን ወታደራውን ስርዓት ደርጊ ካብ መሰረቱ ኣብ ምድምሳስ መስተንክራዊ ታሪኺ ዝሰርሑ ነባራት ጀጋኑ ተጋደልቲ ተሞክሮ ይሰንቕ ስለ ዘሎ ነዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ፀረ ህዝብን ልምዓትን ስርዓት ኣብ ምምካት ቀሊል ክኸውን ዓብዪ ዕዱል ከም ዝኾነ ገሊፆም።

ኣብቲ ፓነል ዘተ ዝተሳተፉ መናእሰይ ድማ ካብቲ ዝተመሓላለፈ ታሪካዊ መልአኽቲ ኣብ ተሞክሮ ህወሓት ዝነበረ ህዝባውነት፣ ውፍይነትን ናይ ዕላማ መስተንክራዊ ፅንዓትን ተሞክሮ ከም ዝረኽቡን ኩሉ መንእሰይ ትግራይ ድማ ሓድነቱ ኣጠናኺሩ ነዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ሓደጋ ክምክት ከም ዝኽእልን ብሕቶን መብርህን ኣቢሎም ሓሳቦም ገሊፆም።

                                                         

                                                       

                          ደገፊ ከይዲ ስራሕ ርክብ ህዝቢ 

 

                      በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ

 

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡

October 2020
123
45678910
11121314151617
18192021222324
25262728293031

በዝሒ ጎብነይቲ

128697
ሎምዓንቲሎምዓንቲ50
ትማሊትማሊ148
ኣብዚ  ሰሙንኣብዚ ሰሙን95
ኣብዚ ወርሒኣብዚ ወርሒ1795
ጠቕላላ ክሳብ ሐዚጠቕላላ ክሳብ ሐዚ128697

We have 262 guests and no members online


bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved