top
logo

ሕትመታት

ዜና ፎቶ
ቅብሊት ዝህብን ዝሓትትን ሕ/ሰብ ብምፍጣር ልዕልነት ሕጊ ነረጋግፅ!!!
ዜና ፎቶ
ምንቅናቅ ቅንያት ግብሪ 2012
ዜና ፎቶ
ምንቅናቅ ቅንያት ግብሪ 2012
ዜና ፎቶ
ምንቅናቅ ቅንያት ግብሪ 2012
ዜና ፎቶ
ምንቅናቅ ቅንያት ግብሪ 2012

ትሸዓንተ ኣባላት ዝሓዘ ንኡስ ኮማንድ ፖስት ብብርኪ ክልል ብምጥያሽ ኣብ ተግባር ምዕራፍ ክረምታዊ መደባት እቶትን ንግድን ኣብ ሓደ ቦታ ኮይኖም ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 እናተኸላኸሉ ስሉጥን ፅፉፍን ግልጋሎት ተዋሂቡ እዩ። ክረምታዊ መደባት በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ጎናጎኒ ምክልኻል ለበዳ ኮረና ቫይረስ ደረጃ ሐ ከፈልቲ ግብሪ 92 ሚኢታዊ ዝተወሰነሎም ግብሪ ኣብ እዋኖም ዝኸፈሉ እንትኾኑ መካረይቲ ድማ 67 ሚኢታዊ ብምኽፋል ኣብ ክረምታዊ መደባት እቶትን ንግድን 2012/13 በጀት ዓመት 396,805,516 ብር ኣታዊ ከም ዝተረኸበ ወ/ሮ ኣሰፉ ሊላይ ኣገንዚበን

ሐዚ እውን ኣብ ቅብሊት ምቑራፅ ብተደጋጋሚ ዋላካ ግንዛበ ናይ ምዕባይ ስራሕቲ እንተተወገኑ ኣብ ከፈልቲ ግብርን ተገልጋላይ ሕብረተሰብን ቅብሊት  ምሕታትን ምቁራፅን ከም ባህልን ልምድን ጌርካ ኣብ ምውሳድ ዝተርፍ ብምዃኑ ኣብ ስርዓት ምሕደራ ግብሪ ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅ ብቐፃሊ ተጠናኺሩ ከም ዝስርሐሉ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ወ/ሮ ኣሰፉ ሊላይ ኣተሓሳሲበን።

                              በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ

 

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡

October 2020
123
45678910
11121314151617
18192021222324
25262728293031

በዝሒ ጎብነይቲ

128699
ሎምዓንቲሎምዓንቲ52
ትማሊትማሊ148
ኣብዚ  ሰሙንኣብዚ ሰሙን97
ኣብዚ ወርሒኣብዚ ወርሒ1797
ጠቕላላ ክሳብ ሐዚጠቕላላ ክሳብ ሐዚ128699

We have 85 guests and no members online


bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved