top
logo

ሕትመታት

ዜና ፎቶ
ቅብሊት ዝህብን ዝሓትትን ሕ/ሰብ ብምፍጣር ልዕልነት ሕጊ ነረጋግፅ!!!
ዜና ፎቶ
ምንቅናቅ ቅንያት ግብሪ 2012
ዜና ፎቶ
ምንቅናቅ ቅንያት ግብሪ 2012
ዜና ፎቶ
ምንቅናቅ ቅንያት ግብሪ 2012
ዜና ፎቶ
ምንቅናቅ ቅንያት ግብሪ 2012

ሰራሕተኛታት በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ጥቅምቲ 7/ 2013 ዓም ኣብ ወረዳ እንደርታ ከባቢታት ጣብያ ለምለምን ጣብያ ዓራቶን ዓሲሉ ዝነበረ ከቢድ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ምምካት ፃዊዕት ህዝብን መንግስትን ኣኽቢሮም ብጉልበትን ሞራልን ህዝባዊ ግዴተኦም ኣበርኪቶም፡፡ ኩሉ ሰራሕተኛ ኣብቲ ከባቢ ብጉሓት ተረኺቡ ክሳብ 3፡00 ኣብ ዝነበሩ ሰዓታት እናጨፍጨፉ ዘረፈዱ ኮይኖ ድሕሪ ኣርባዕተ ሰዓት ኣብ ዝነበረ ፃኒሕት ድማ እቲ ኣብ ምንፋር ዝነበረ ሓያል ዕስለ ኣንበጣ ኣበ ዘራእቲ ንከይዓርፍ ኣብ ምክልኻልን ናብ ካሊእ ክበርር ኣብ ምግባርን ከም ዝተሳተፉ  እቶም ሰራሕተኛታት ገሊፆም፡፡

 

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡

December 2020
12345
6789101112
13141516171819
20212223242526
2728293031

በዝሒ ጎብነይቲ

131575
ሎምዓንቲሎምዓንቲ13
ትማሊትማሊ102
ኣብዚ  ሰሙንኣብዚ ሰሙን142
ኣብዚ ወርሒኣብዚ ወርሒ115
ጠቕላላ ክሳብ ሐዚጠቕላላ ክሳብ ሐዚ131575

We have 69 guests and no members online


bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved