Hits: 2143

ቀንዲ ተግባራት ኬዝ ቲም ማእኸል መረዳእታ

1.   ግዚኢትን መሸጣን መረዳእታ ይእክብ፣ የጠናኽርን ግብሪ ንምውሳን ነናብ ዝምልከቶ የቅርብ።

2.   ንሕድ ሕድ ግብሪ ከፋሊ ኣብ ዓመት ካብ 2-3  ማዓልታዊ መፅናዕቲ ኣከይዱ ናብ ግብሪ ውሳነ የሕልፍ።

3.   ምስክር ወረቐት ቲን(TIN)  ቫት(VAT) ግብሪ ከፈልቲ ይህብ።

4.   ናብ ስርዓት ዝኣተው ግብሪ ከፈልቲ ናይ ቅብሊት ሕትመት ፍቃድ ይህብ ይከታተል።

5.   ማህደር ግብሪ ከፈልቲ ይሕዝ።

6.   ዝሰረዙ ፍቃዳትን ሕትመታትን ኣፃሪዩ ይመልስ።

7.   ንስራሕቲ ኢንቨስትመንት ካብ ግብሪ ነፃ (እፎይታ) ግዜ ይህብ።