Hits: 4219

መንግስቲ መሰረተ ልምዓታት ብማዕረን ፍትሓዊ ብዝኾነን ናብ ኩሉ ሕብረተሰብ ምእንታን ከባፅሕ ዝተፈላለዩ ኣታዊታት ካብ ዝተፈላለዩ ሕጋዊ ሰውነት ዘለዎም ትካላትን ውልቀ ሰባትን እንዳኣከበ ናይ ልምዓት ስራሕቲ ኣብ ምስላጥ ይርከብ።

በዚ መሰረት እቶም ኣታዊታት መንግስታዊ ኣታዊታትን ናይ ኣብያተ ማዛገጃ ኣታዊታትን ተባሂሎም ይፍለጡ