Hits: 2855

ግብሪ ኸፋሊ መታወቂያ ካርድ (TIN)  ዝምልከት

 

-      ብኣፃብዕቲ ዓሸራ ዝተደገፈ ናይ ግብሪ ኸፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ንምሓዝ ብርክት ዝበለ ነጋዳይ፣መ/ሰራሕተኛ፣ው/ሰራሕተኛን ተምሃራይን ናይ ኣፃብዕቲ ዓሸራ ምሃብኩም ይፍለጥ እዩ።

 

-      በዚ መሰረት ዝተዳለወ ቲን መታወቂያ ካርድ ዘይወሰድኩም ቅድም ኢሉ ናይ ኣፃብዕቲ ዓሸራ  ክትህቡ ከለኹም ዝመላእኹምዎ ኣድራሻ/ቀበሌ ዘሎ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት  ከይድኩም ንክትወስዱ ነተሓሳስብ።